መደብ ፌስቲቫል ኤርትራ ስቶክሆልም 29 ሓምለ - 01 ነሓሰ, 2010 ብስራሕ ንምክት ንግስግስ! | ||
ሓሙስ 29 ሓምለ 2010 | ||
ግዜ | መደብ | ቦታ/ኣዳራሽ |
16፡00 | ቁሸት ሓደ ልቢ ንበጻሕቲ ይኽፈት | |
16፡00 - 01፡00 | ምዝንጋዕ ኣብ ኣዳራሽ ዞባታት/ከተማታት | ቁሸት ሓደ ልቢ |
18፡00 - 19:00 | ምስቃል ባንዴራ/ሃገራዊ መዝሙር | ኣዳራሽ ሃገር |
ካርኒቫል ዞባታት/ከተማታት | ||
ምኽፋት ኣዳራሽ ሃገር | ||
ምርኢት ብጉጅለ ራህዋና | ||
ቃል ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ በዓላት | ||
ቃል ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ | ||
ጉጅለ ባህሊ ሶይራ (ሓባራዊ ሳዕስዒት) | ||
19፡00 - 19፡20 | ምምራቕ ስእላዊ ምርኢት ‘ጉዕዞ ጽንዓት ንናጽነት’ | ኣዳራሽ ሳሕል |
19፡00 - 19፡20 | ምኽፋት ምርኢት ጥንታዊ ጽሑፋት ቋንቋ ትግርኛ | ኣዳራሽ ሳሕል |
19፡00 - 20፡20 | ዑደት ናይ ክብሪ ኣጋይሽ ኣብ ቁሸት ሓደ-ልቢ | ኣዳራሽ ቁሸት ሓደ-ልቢ |
19፡30 - 20፡30 | ዕላል ምስ ክላውን ተኽለ | መድረኽ 2 |
20፡00 - 22፡00 | ምዝንጋዕ መንእሰያት፡ ትሕቲ 18 | ኣዳራሽ ዋርሳይ |
20፡30 - 24፡00 | ምዝንጋዕ መንእሰያት፡ ልዕሊ 18 | ኣዳራሽ መሪሕ |
20፡30 - 22፡00 | ባህላዊ ጸወታ ብጉጅለ ሶይራ | ኣዳራሽ ሃገር |
ዓርቢ 30 ሓምለ 2010 | ||
10፡00 - 3፡00 | ወግዒ ኣብ ኣዳራሻት፡ ዞባታት/ከተማታት፡ ማሕበራት | ቁሸት ሓደ ልቢ |
12፡00 - 2፡00 | ርክብ ኣባላት ህግደፍ ስካንዲናቪያ | Ladan |
14፡00 - 15፡30 | ምዝንጋዕ ህጻናትን ወለድን ምስ ክላውን ተኽለ | ኣዳራሽ ሃገር |
15፡00 - 16፡10 | ትረኻ ‘ዓወታት ስርሒት ፈንቅል’ ብተጋ/ ግርማጽዮን ዮውሃንስ (ሃጸይነት) | Ladan |
16፡30 - 19፡00 | ሰሚናር ህልዊ ኩነታት ሃገርናን ዞባናን፡ ብክቡር ኣቶ የማን ገብረኣብ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህ.ግ.ደ.ፍ | ኣዳራሽ ሃገር |
19፡10 - 19፡40 | ዕላል ምስ ዕዉታት መንእሰያት ኣሓት ኤሪ-ኣም | ኣዳራሽ መሪሕ |
19፡45 - 20፡30 | መንእሰያት ህግደፍን መድረኻዊ ዕማማትን ብመንእሰይ ሲራክ ባህልቢ | ኣዳራሽ መሪሕ |
20፡30 - 1፡00 | ባህላዊ ጸወታ ብጉጅለ ባህሊ Eri-Euro Artists | ኣዳራሽ ሃገር |
20፡35 - 20፡50 | ሙዚቃዊ ምርኢት ኣሓት ኤሪ-ኣም | መድረኽ 2 |
20፡55 - 24፡00 | ባህላዊ ጸወታ ጉጅለ ሶይራ | መድረኽ 2 |
20፡00 - 23፡00 | DJ ሙዚቃ ንትሕቲ 18 ዓመት | ኣዳራሽ ዋርሳይ |
22፡00 - 1፡00 | ምዝንጋዕ መንእሰያት፡ ክለብ ሓምላይ ደሴት | ኣዳራሽ መሪሕ |
መደብ ፌስቲቫል ኤርትራ ስቶክሆልም 29 ሓምለ - 01 ነሓሰ, 2010 ብስራሕ ንምክት ንግስግስ! | ||
ቀዳም 31 ሓምለ 2010 | ||
ግዜ | መደብ | ቦታ/ኣዳራሽ |
10፡00 - 3፡00 | ወግዒ ኣብ ኣዳራሻት | ቁሸት ሓደ ልቢ |
13፡00 - 14፡00 | ትረኻ ‘ዓወታት ስርሒት ፈንቅል’ ብተጋዳላይ ግርማጽዮን ዮውሃንስ (ሃጸይነት) | Ladan |
14፡30 - 15፡30 | ‘ክብረት ጓል ኣንስተይቲ’ ብወ/ሮ ርሻን ኣረጋይ | Ladan |
15፡30 - 16፡30 | ጎነጽ/ዓመጽ ኣብ መቅርብ ብ ኣና ቪድል | Ladan |
15:00 - 18:00 | ምዝንጋዕ ህጻናትን ወለድን ምስ ክላውን ተኽለ | ኣዳራሽ ሃገር |
17፡00 - 18፡30 | ኣስተምህሮ፡ ስነ-ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ስምብራት ወልፍታት ብዶ/ር ተስፋይ ኣርዓዶም | Ladan |
18፡30 - 20፡00 | መደብ እንግዶት ኣጋይሽ-ክብሪ | ኣዳራሽ ዋርሳይ |
19፡30 - 20፡30 | ርክብ መንእሰያት ምስ ኣቶ የማነ ገብረኣብ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት | መሪሕ |
20፡30 - 21፡00 | ጸወታ ኣሓት ኤሪ-ኣም | ኣዳራሽ ሃገር |
21፡05 - 01፡00 | ባህላዊ ጸወታ ብጉጅለ ሶይራ | ኣዳራሽ ሃገር |
21:00 - 24:00 | ባህላዊ ጸወታ Eri-Euro Musicians | መድረኽ 2 |
21፡30 - 24፡00 | DJ ሙዚቃ ንትሕቲ 18 ዓመት | ኣዳራሽ ዋርሳይ |
22፡30 - 03፡00 | ምዝንጋዕ መንእሰያት ልዕሊ 18 ክለብ ሓምላይ ደሴት | ኣዳራሽ መሪሕ |
ሰንበት 1 ነሓሰ 2010 | ||
10፡00 - 21፡00 | ወግዒ ኣብ ኣዳራሻት | ቁሸት ሓደ ልቢ |
14፡00 - 15፡00 | ሰነ-ቀመማዊን ገበናዊን(forensic) ትንታነ ድራግ ብ ዶ/ር ሰለሙን ተስፋልደት | Ladan |
15፡00 - 17፡00 | ምዝንጋዕ ህጻናትን ወለድን ምስ ክላውን ተኽለ | መድረኽ 2 |
15፡30 - 16፡30 | ‘ኤርትራዊ ክብርታት’ ብኣቶ የማነ ሃይለ | Ladan |
16፡35 - 17፡35 | ‘ታሪኽን ምዕባለን ድርሰት ቋንቋ ትግርኛ’’ ዕላል ምስ ኣቶ ኢዮብ ተኽለ | Ladan |
17፡30 - 18፡30 | ኣስተምህሮ፡ ባህላውን ማሕበረ ስነ-ኣእምሮኣዊ ረቛሒታት ኣብ ምህናጽ መንነት ብዶ/ር ተስፋይ ኣርዓዶም(ብቋንቋ እንግሊዝ) | መሪሕ |
18፡00 - 19፡00 | ትረኻ ‘ዓወታት ስርሒት ፈንቅል’ ብተጋዳላይ ግርማጽዮን ዮውሃንስ (ሃጸይነት) | Ladan |
16፡30 - 20፡30 | ጸወታ ብጉጅለ ሶይራ | ኣዳራሽ ሃገር |
20:45 - 22:00 | ወግዒ መዛዘሚ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ኣብ ስካንዲናቭያ | ቁሸት ሓደ ልቢ |
